Civilian Victim Information Submission Form
- ዝኣቱ መረዳእታ ብቋንቋ እንግሊዝኛ እንተዝኸውን ይምረፅ። ዘይከኣል እንተኾይኑ ግን ብቋንቋ ትግርኛ እውን ምእታው ይከኣል እዩ። እቲ ዝኣቱ መረዳእታ ብቋንቋ እንግሊዘኛ እንተኾይኑ ዕለት ናይቲ ግዳይ እውን ብኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ምዃኑ ክነረጋግፅ ኣለና።
- መፀውዒ ግዳይ ሙሉእ ሽም (ሽም፣ ሽም ኣቦን ሽም ኣቦሓጎን) ክኸውን ኣለዎ። ካልኦት ይጠቕሙ እይዮም እትብልዎም መረዳእታታት እውን በቲ መልኣኺ ቅጥዒ መሰረት ምልኣኽ ይከኣል እይዩ።
- እተእትዉዎ መረዳእታ ሓቃውነቱ ዝተረጋገፀ ጥራሕ ክኸውን ንላቦ።
- ኣብ መወዳእታ ዝተልኣኹ መረዳእታታት ብ ኣማሓዳሪ እዚ መርበብ ሓበሬታ ተራእዮም ይፀድቁ።
You can send us information regarding Tigrayan civilian victims using the form provided below.
Please be assured that the sender's information will not be disclosed publicly without explicit consent.